ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 ጥሪ ገጽ 10-11
  • 10-16 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 ጥሪ ገጽ 10-11

10-16 ለካቲት

መዝሙር 147–150

መዝሙር 12ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ዘማሪ ናብቲ ብኸዋኽብቲ ዝመልአ ሰማይ ኣንቃዕሪሩ ንየሆዋ ይውድሶ። እታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤተ መቕደስ ድማ ብቐረባ ትርአ።

1. ንያህ እንውድሰሉ ሓያሎ ምኽንያታት ኣሎና

(10 ደቒቕ)

ንሱ ንነፍሲ ወከፍና ይሓልየልና (መዝ 147:3, 4፣ w17.07 18 ¶5-6)

ይድንግጸልናን በታ ሓያል ኢዱ ገይሩ ይሕግዘናን (መዝ 147:5፣ w17.07 18 ¶7)

ህዝቡ ኽንከውን ፍሉይ መሰል ሂቡና (መዝ 147:19, 20፣ w17.07 21 ¶18)


ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፡ ‘ንየሆዋ ኽውድሶ ዚድርኸኒ እንታይ ካልእ ነገራት ኣሎ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 148:1, 10—“ኣኽናፍ” ዘለወን ኣዕዋፍ ንየሆዋ ዚውድሳኦ ብኸመይ እየን፧ (it-1 316)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 148:1–149:9 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ምስ ሕዱር ሕማም ይቃለስ ከም ዘሎ ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኣኼባ እተምሃርካዮ ኽትነግሮ ኣጋጣሚ ኣናዲ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) w19.03 10 ¶7-11—ፍረ ነገር፦ ንየሱስ ስማዕ —ብስራት ኣበስር። ስእሊ ርአ። (th መጽናዕቲ 14)

ሰብ ሓዳር ንሓደ ሰብኣይ ኣብ ገምገም ባሕሪ ይምስክሩሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 159

7. ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ነቲ ኣብ ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2024 ዝፈጸምዎ ኻልእ ኣወንታዊ መዳያት ኬጕልሑ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ እተፈላለየ ኽፋላት ዓለም ይሰብኩ። ብዓረብያ ምስክርነት፡ ብቪድዮ ኮንፈረንስ፡ ኣብ በቤት፡ ብኻልእ መዳያት ብስራት የካፍሉ።

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 22 ¶7-14፡ ኣብ ገጽ 174, 177 ዘሎ ሳጹናት

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 37ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ