ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 ጥሪ ገጽ 4
  • 13-19 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 ጥሪ ገጽ 4

13-19 ጥሪ

መዝሙር 135–137

መዝሙር 2ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሙሴ ኢዱ ምስ ዘርግሐ ቐይሕ ባሕሪ ይምቀል። እስራኤላውያንን እስራኤላውያን ዘይኰኑ ብዙሓት ዘሰንይዎም ሕውስዋስ ህዝቢ ቐይሕ ባሕሪ ኺምቀል ምስ ርኣዩ ይግረሙ።

1. “ጐይታና ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ይዓቢ”

(10 ደቒቕ)

የሆዋ ንዅሉ ፍጥረታት ከም ዚቈጻጸሮ ኣርእዩ እዩ (መዝ 135:5, 6፣ it-2 661 ¶4-5)

ንሱ ንህዝቡ ይጣበቐሎም (ዘጸ 14:29-31፣ መዝ 135:14)

ንሱ ኽንድቈስ ከለና ይድግፈና (መዝ 136:23፣ w21.11 6 ¶16)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 135:1, 5—እታ “ያህ” እትብል ቃል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ሳዕ እተጠቕሰት ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 1248)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 135:1-21 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ተገዳስነት ንዘሕደረ ሰብ ቍጽሪ ተሌፎንካ ሃቦ ናቱ ድማ ተቐበል። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq ዓንቀጽ 7—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧ (th መጽናዕቲ 12)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 10

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 21 ¶1-7፡ ኣብ ገጽ 166 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 90ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ