ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 ግንቦት ገጽ 10-11
  • 10-16 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 ግንቦት ገጽ 10-11

10-16 ሰነ

መዝሙር 48–50

መዝሙር 126ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ኣቱም ወለዲ፡ ስድራ ቤትኩም ኣብ ውድብ የሆዋ ንዘለዋ ምትእምማን ኣደልድሉ

(10 ደቒቕ)

ንደቅኹም ናብ የሆዋን ናብ ውድቡን ኪቐርቡ ሓግዝዎም (መዝ 48:12, 13፣ w22.03 22 ¶11፣ w11 15/3 19 ¶5-7)

ንደቅኹም ብዛዕባ ታሪኽ ውድብ የሆዋ ምሃርዎም (w12 15/8 12 ¶5)

ብኣብነትኩም መምርሒ ውድብ የሆዋ ምእንቲ ኽትስዕብ ንስድራ ቤትኩም ኣሰልጥንዋ (መዝ 48:14)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ኣቦ ንወዱ ኻብታ “ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ” ዘርእስታ መጽሓፍ ሓንቲ ነጥቢ የመያይጦ። 2. ሓንቲ ስድራ ቤት ፈነወ JW ትርኢ። 3. ካልእ ስድራ ቤት ንሓደ ኣብ ቤት-ኤል ዚርከብ ቤተ መዘክር ቤት ትርኢ። 4. ሓንቲ ኣደ ብመጽሓፍ “መጽሓፍ ዓመት ናይ የሆዋ መሰኻኽር”ን “ጂሆቫስ ዊትነስስ—ፕሮክለይመርስ ኦቭ ጎድስ ኪንግደም”ን ገይራ ንጓላ መጽናዕቲ ትገብረላ።

ንኣምልኾ ስድራ ቤት ዚኸውን ሓሳብ፦ ሓድሓደ ግዜ፡ ኣብ jw.org ካብ ዚርከብ “ውድብና” ዚብል ዓምዲ ቪድዮታት ርኣዩን ተመያየጡሉን።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 49:6, 7—እስራኤላውያን ብዛዕባ ብልጽግናኦም ዚምልከት እንታይ እዮም ኣብ ግምት ኬእትዉ ነይርዎም፧ (it-2 805)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 50:1-23 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ትብዓት—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ትብዓት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 73

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 11 ¶1-4፡ መእተዊ 4ይ ክፋል፡ ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 86-87 ዘሎ ሳጹናት

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 103ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ