ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 ግንቦት ገጽ 8-9
  • 3-9 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 ግንቦት ገጽ 8-9

3-9 ሰነ

መዝሙር 45–47

መዝሙር 27ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስን እታ ምሳልያዊት መርዓቱን ኢድ ንኢድ ተታሒዞም ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ይጥምቱ።

የሱስ ክርስቶስ ምስታ ን144,000 መጋዝእቱ እትውክል መርዓቱ

1. ንመርዓ ንጉስ እተዘመረ መዝሙር

(10 ደቒቕ)

መዝሙር 45 ብዛዕባ መርዓ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ትገልጽ (መዝ 45:1, 13, 14፣ w14 15/2 9-10 ¶8-9)

መርዓ እቲ ንጉስ ድሕሪ ኣርማጌዶን እዩ ኪኸውን (መዝ 45:3, 4፣ w22.05 17 ¶10-12)

ኵሎም ደቂ ሰባት በዚ መርዓ እዚ ኺባረኹ እዮም (መዝ 46:8-11፣ it-2 1169)


ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ልበይ ብዛዕባ እቲ ንጉስ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ፡ ብስራት ኪእውጅ “ይለዓዓል” ድዩ፧’—መዝ 45:1።

ሰብኡትን ኣንስትን ኣብ ሓዳስ ዓለም ንህይወት የስተማቕርዋ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 45:16—እዛ ፍቕዲ እዚኣ ብዛዕባ ኣብ ገነት ዚህሉ ህይወት እንታይ ትምህረና፧ (w17.04 11 ¶9)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 45:1-17 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 3)

5. መደረ

(5 ደቒቕ) ijwbv 26-E—ፍረ ነገር፦ ትርጉም መዝሙር 46:10 እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 18)

6. እምነትካ ምግላጽ

(4 ደቒቕ) መርኣያ። g16.4 7-9—ፍረ ነገር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ግብረ ሶዶም እንታይ ይብል፧ (lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 5)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 131

7. ኣብ ሓዳርካ ብቐጻሊ ፍቕሪ ኣርኢ

(10 ደቒቕ) ምይይጥ።

“ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሓደ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ኣብ ግዳም ኮፍ ኢሎም ከለዉ ብፍቕሪ ኣብ ግምባራ ይስዕማ።

መዓልቲ መርዓ ኣዝዩ ዜሐጕስ እዋን እዩ። (መዝ 45:13-15) መዓልቲ መርዓ ነቶም መጻምድቲ መብዛሕትኡ ግዜ፡ ኣብ ህይወቶም እተሐጕስ መዓልቲ እያ። ይኹን እምበር፡ እቶም መጻምድቲ ነዚ ሓጐሶም ኣብ ምሉእ ህይወቶም ምእንቲ ኺዕቅብዎ እንታይ ኪገብሩ ኣለዎም፧—መክ 9:9።

መጻምድቲ ሕጉሳት ምእንቲ ኪዀኑ ንሓድሕዶም ኪፋቐሩ ኣለዎም። ሰብ ሓዳር ንኣብነት ይስሃቅን ርብቃን ኪቐድሕዎ ኣለዎም። ይስሃቅን ርብቃን ሓዳር ካብ ዚገብሩ ልዕሊ 30 ዓመት እኳ እንተ ገበሩ፡ ኣብ ንሓድሕዶም ግና ልባዊ ፍቕሪ ኸም ዝነበሮም መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጸልና። (ዘፍ 26:8) መጻምድቲ ኣብነቶም ኪስዕቡ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ነታ ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዘን ዚስዕባ ሕቶታት ሕተቶም፦

  • ሰብ ሓዳር ዜርሓሕቖም እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧

  • ሰብ ሓዳር ንሓድሕዶም ምእንቲ ኺፋቐሩን ኪተሓላለዩን እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧—ግብ 20:35

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(5 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 10 ¶13-21

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 111ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ