ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 ግንቦት ገጽ 4
  • 13-19 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 ግንቦት ገጽ 4

13-19 ግንቦት

መዝሙር 38–39

መዝሙር 125ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. መጠኑ ዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት ኣወግድ

(10 ደቒቕ)

መጠኑ ዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት፡ ከም ኣዝዩ ኸቢድ ጾር እዩ (መዝ 38:3-8፣ w20.11 27 ¶12-13)

ኣብ ሕሉፍ ጌጋታትካ ኣብ ክንዲ እተተኵር፡ ንየሆዋ ንምሕጓስ ቈራጽነት ግበር (መዝ 39:4, 5፣ w02 15/11 20 ¶1-2)

ስምዒት በደለኛነት ክትጽሊ እኳ እንተ ኣጸገመካ፡ ካብ ምጽላይ ድሕር ኣይትበል (መዝ 39:12፣ w21.10 15 ¶4)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ከቢድ ጾር ኪስከም ይቃለስ። 2. እቲ ሓው፡ ካብ ከቢድ ጾር ናጻ ወጺኡ፡ ብርእሰ ምትእምማን መጻኢኡ ይጽበ።

መጠኑ ብዝሓለፈ ስምዒት በደለኛነት ትሳቐ እንተ ኣሊኻ፡ የሆዋ ንሓጢኣተኛታት “ብዙሕ ይቕረ” ኸም ዚብለሎም ኣይትረስዕ።—ኢሳ 55:7።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 39:1—እቲ ‘ንኣፍና ብልጓም ንሓሉ’ ዚብል መሰረታዊ ስርዓት፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት ኢና ኽንጥቀመሉ እንኽእል፧ (w22.09 12 ¶16)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 38:1-22 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ሜላ—ጳውሎስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 1-2 ተመያየጠሉ።

5. ሜላ—ንጳውሎስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 44

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 9 ¶17-24፡ ኣብ ገጽ 73 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 84ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ