ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 መጋቢት ገጽ 8
  • 25-31 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25-31 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 መጋቢት ገጽ 8

25-31 መጋቢት

መዝሙር 22

መዝሙር 19ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ሮማዊ ወተሃደር ንኽዳውንቲ የሱስ ይርእዮ፡ ክልተ ወተሃደራት ድማ ዕጫ የውድቑ።

ወተሃደራት ንኽዳውንቲ የሱስ ዕጫ ኣውዲቖም ይማቐልዎ

1. ብዛዕባ ሞት የሱስ እተነግረ ትንቢታት

(10 ደቒቕ)

እቲ መሲሕ ብኣምላኽ እተሓድገ ኸም ዚመስል (መዝ 22:1፣ w11 15/8 15 ¶16)

የሱስ ከም ዚጽረፍ (መዝ 22:7, 8፣ w11 15/8 15 ¶13)

ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ከም ዚማቐልዎ (መዝ 22:18፣ w11 15/8 15 ¶14፣ ስእሊ ገበር ርአ)

ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ገነት፡ ምስ ኣንበሳን ምስ ንኣሽቱን ዓባይን ላማ ኣብ ትሕቲ ገረብ ኮፍ ኢላ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘መዝሙር 22 ንኸም ሚክያስ 4:4 ዝኣመሰለ ኻልእ ብዛዕባ እቲ መሲሕ እተነግረ ትንቢታት ምሉእ ብምሉእ ከም ዚፍጸም ንዘሎኒ እምነት እተደልድለለይ ብኸመይ እያ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 22:22—ሎሚ ነቲ ዘማሪ እንመስለሉ ኽልተ መገዲ እንታይ እዩ፧ (w06 1/11 29 ¶7፣ w03 1/9 20 ¶1)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 22:1-19 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ንምእካብ ወረቐት ዕድመ ንእተቐበለ እትፈልጦ ሰብ ተኸታተሎ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) w20.07 12-13 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ እምነት ዜደልድል ብኸመይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 95

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 7 ¶14-18፡ ኣብ ገጽ 57-58 ዘሎ ሳጹናት

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 53ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ