ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 መጋቢት ገጽ 5
  • 18-24 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 መጋቢት ገጽ 5

18-24 መጋቢት

መዝሙር 19–21

መዝሙር 6ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ሓው ናብቲ ብኸዋኽብቲ ዝመልአ ሰማይ ይጥምት።

1. “ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ ይነግር”

(10 ደቒቕ)

ፍጥረት የሆዋ ብዛዕባ ኽብሩ ይነግር (መዝ 19:1፣ w04 1/1 8 ¶1-2)

ጸሓይ እተደንቕ ፍጥረት እያ (መዝ 19:4-6፣ w04 1/6 10-11 ¶8-10)

ካብ ፍጥረት ኣምላኽ ክንምሃር ኣሎና (ማቴ 6:28፣ g95 8/11 7 ¶3)


ንኣምልኾ ስድራ ቤት ዚኸውን ሓሳብ፦ ፍጥረታት ተዓዚብና፡ ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ከም ዚምህረና ምምይያጥ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 19:7-9—እዚ ግጥሚ እዚ፡ ኣብነት ጽማረ ሓሳባዊ ተመሳሳልነት ዚብሃል ኣገባብ ኣጸሓሕፋ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1073)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 19:1-14 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ነቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ሃቦ፡ እቲ በዓል ኣብ ከባቢኡ ዚግበረሉ ቦታ ንምፍላጥ ድማ jw.org ተጠቐም። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ ኣፍ ደጊኡ ወረቐት ዕድመ ረኺቡ ናብ በዓል ዝኽሪ ንዝመጸ ጽቡቕ ጌርካ ተቐበሎ። ንሕቶታቱ ኽትምልሰሉ ድማ ምድላዋት ግበር። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መደረ። ijwfq 45—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ድራር ጐይታ ዜብዕልሉ መገዲ፡ ካብ ናይ ካልኦት ሃይማኖታት ዚፍለ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 141

7. ብፍጥረት ተጠቒምካ እምነትካ ኣደልድል

(15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተቶም፦

ፍጥረት ኣብ ፈጣሪ ንዘሎካ እምነት ዜደልድሎ ብኸመይ እዩ፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 7 ¶9-13፡ ኣብ ገጽ 56 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 127ን ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ