ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb24 መጋቢት ገጽ 4
  • 11-17 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11-17 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
mwb24 መጋቢት ገጽ 4

11-17 መጋቢት

መዝሙር 18

መዝሙር 148ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ‘የሆዋ መናገፍየይ እዩ’

(10 ደቒቕ)

የሆዋ ኸም ዕርድን ከውሕን ዋልታን እዩ (መዝ 18:1, 2፣ w09 1/5 14 ¶4-5)

የሆዋ ምእንቲ ኺሕግዘና ንኣውያት ይሰምዖ (መዝ 18:6፣ it-2 1161 ¶7)

የሆዋ ይሕግዘና (መዝ 18:16, 17፣ w22.04 3 ¶1)

ስእልታት፦ ዳዊት ኣብ ጥቓ መጋርያ ኾፍ ኢሉ፡ የሆዋ ብኸመይ ከም ዝሓገዞ የስተንትን። 1. ኬጥቅዖ ምስ ዝመጸ ድቢ ይቃለስ። 2. ኣብ ጥቓ ዝሞተ ኣንበሳ ተንበርኪኹ። 3. ሰይፊ ሒዙ ኣብ ዝባን እቲ ንቝልቍል ኣፉ እተደፍአ ጎልያድ ደው ኢሉ።

የሆዋ ኸምቲ ንዳዊት ዝገበረሉ ሓድሓደ ግዜ ኻብ ፈተና ኼናግፈና ይመርጽ ይኸውን። እንተዀነ ግና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኣምላኽ ዜድልየና ዘበለ ብምሃብ እዩ ንፈተናታትና “መዋጽኦ” ዚገብረልና።—1 ቈረ 10:13።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 18:10—እቲ ዘማሪ፡ ንየሆዋ ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል ከም እተወጠሐ ገይሩ ዝገለጾ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 432 ¶2)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መዝ 18:20-39 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ለውሃት​—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ለውሃት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 60

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(5 ደቒቕ)

7. ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት

(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 7 ¶1-8፡ ኣብ ገጽ 53 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 69ን ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ