ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 5
  • “ፍቕሪ . . . ኵሉ ተስፋ ትገብር”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ፍቕሪ . . . ኵሉ ተስፋ ትገብር”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • “ብፍቕሪ ተመላለሱ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • “ፍቕሪ . . . ኣይትንፋሕን”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብየሆዋ ተስፋ ግበር: ተባዕ ድማ ኩን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 5

ክርስትያናዊ ህይወት

“ፍቕሪ . . . ኵሉ ተስፋ ትገብር”

ጥቕሚ ርእሳ ዘይተቐድም ፍቕሪ ስለ ዘላትና፡ ንኣሕዋትና ጽቡቕ ኢና እንምነየሎም። (1ቈረ 13:4, 7) ንኣብነት፡ ሓደ ሓው ከቢድ ሓጢኣት እንተ ፈጺሙ እሞ፡ እንተ ተገሲጹ፡ ነቲ ተግሳጽ ተቐቢሉ መገዱ ኼዐሪ ተስፋ ንገብር ኢና። ነቶም ብእምነት ድኹማት ዝዀኑ፡ ትዕግስቲ ኸነርእዮምን ክንሕግዞም ንጽዕርን ኢና። (ሮሜ 15:1) ሓደ ሰብ ካብ ጉባኤ እንተ ርሒቑ፡ ሓደ መዓልቲ ኸም ዚምለስ ተስፋ ንገብር ኢና።—ሉቃ 15:17, 18።

ነታ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክር—ኵሉ ተስፋ ትገብር ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ኣብኔር ፈለማ ንመን እዩ እሙን ነይሩ፧ ደሓርከ፧

  • ዳዊት ንሕቶ ኣብኔር ብኸመይ ተቐቢልዎ፧ ዮኣብከ፧

  • ንኣሕዋትና ጽቡቖም ክንደሊ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ