ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 6
  • 23-29 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 6

23-29 ግንቦት

2 ሳሙኤል 4-6

  • መዝሙር 135ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 6:8, 9—ካብቲ ዳዊት ንቍጥዓ የሆዋ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ንምሃር፧ (w96 1/4 29 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 4:1-12 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 9)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w05 1/10 23-24 ¶14-15—ፍረ ነገር፦ “ንኣምላኽ ፍርህዎ፡ ክብሪ እውን ሃብዎ።”—ራእ 14:7። (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 143

  • “ናዕቢ እንተ ኣጋጢሙ፡ ድሉው ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ንሓደጋ ተዳሊኻ ዲኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ተዳልዩ እንተ ዀይኑ ኻብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈርን ካብ ኣካል ሽማግለታትን ዝመጸ መዘኻኸሪታት ወስኸሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30  ደቒቕ) rr ምዕ. 8 ¶16-22

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 4ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ