ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሕዳር ገጽ 4
  • ንየሆዋ እቲ ዝበለጸ ሃቦ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ እቲ ዝበለጸ ሃቦ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ዝበለጸ ሃቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ‘ክትዛረብ ከለኻ ምሳኻ ክኸውን እየ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንየሆዋ ባህ ዘብሎ መስዋእቲ ምስጋና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሕዳር ገጽ 4
ስእልታት፦ የሆዋ ኻብ እስራኤላውያን እተፈላለየ ዓይነት መስዋእትታት ይቕበል ነይሩ። 1. ድኹም ሓርጭ። 2. ርግቢ። 3. ኣባላት ስድራ ቤት ንሓደ ኻህን በጊዕ ይህብዎ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 4-5

ንየሆዋ እቲ ዝበለጸ ሃቦ

5:5-7, 11

ኣብ እስራኤል፡ ድኽነት ምስ የሆዋ ሰላም ንምግባር ዕንቅፋት ኣይከውንን እዩ ነይሩ። እቲ ዝደኸየ እስራኤላዊ እውን ከይተረፈ ኻብቲ ዘለዎ ብሉጽ ብምሃብ ንየሆዋ ቕቡል መስዋእቲ ኬቕርብ ይኽእል ነይሩ እዩ። ሓርጭ ኬቕርቡ ይኽእሉ ነይሮም እዮም፣ ግናኸ የሆዋ ነቲ ንኽቡራት ኣጋይሽ ዚጥቀሙሉ ዝነበሩ “ድኹም” ሓርጭ ኬቕርቡሉ እዩ ዚደሊ ነይሩ። (ዘፍ 18:6) ሎሚ እውን ዓቕምና ኽሳዕ ክንደይ ድሩት ይኹን ብዘየገድስ፡ የሆዋ ነቲ እነቕርበሉ ብሉጽ “መስዋእቲ ውዳሰ” ይቕበሎ እዩ።—እብ 13:15።

ምናልባት ጥዕናኻ ወይ ሓይልኻ ስለ ዝደኸመ፡ ከም ቀደምካ ኽትዓዪ እንተ ዘይክእሊካ፡ እዚ ብኸመይ ኬተባብዓካ ይኽእል፧

ስእልታት፦ ክልተ ኣሓት ንየሆዋ ብሉጽ ‘መስዋእቲ ውዳሰ’ የቕርባሉ። 1. ቋንቋ ወጻኢ ኣብ ዚዝረበሉ ኽሊ እተገልግል ሓብቲ፡ ኣብ ዕዳጋ ንሓንቲ ሰበይቲ ትዛረባ። 2. ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ኣብ ቤታ ዀይና ደብዳበ ትጽሕፍ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ