23-29 ሕዳር
ዘሌዋውያን 6-7
መዝሙር 46ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መግለጺ ምስጋና”፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 7:11, 12—ሓደ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረት፡ እቲ ብፍታው ዚቐርብ መግለጺ ምስጋና እዩ ነይሩ (w19.11 22 ¶9)
ዘሌ 7:13-15—እቲ መስዋእቲ ሕብረት ዜቕርብን ስድራ ቤቱን፡ ብምሳልያዊ ኣዘራርባ ምስ የሆዋ ኣብ ሓደ መኣዲ ይካፈሉ ነበሩ፣ እዚ ኸኣ ኣብ መንጎኦም ንዝነበረ ሰላማዊ ርክብ የመልክት (w00 15/8 15 ¶15)
ዘሌ 7:20—ንጹሃት ጥራይ እዮም ቅቡል መስዋእቲ ሕብረት ኬቕርቡ ዚኽእሉ ነይሮም (w00 15/8 19 ¶8)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 6:13—ብመሰረት ስርዓት ኣይሁድ፡ እቲ ኣብቲ መሰውኢ ዝነበረ ሓዊ መን ከም ዝወልዖ ገይሮም እዮም ዚኣምኑ ነይሮም፧ ቅዱሳት ጽሑፋት ግና እንታይ እዩ ዚሕብር፧ (it-1 833 ¶1)
ዘሌ 6:25—መስዋእቲ ሓጢኣት ካብ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ዚፍለ ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (si 27 ¶15)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 6:1-18 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2020 ፍሉይ ነጥቢ ጠቒስካ፡ ነታ መጽሔት ኣበርክታ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ሽዑ፡ ነቲ በዓል ቤት ናብ ወብሳይትና ምርሓዮ፡ ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦ። (th መጽናዕቲ 11)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 178-179 ¶12-13 (th መጽናዕቲ 6)