ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሕዳር ገጽ 4
  • 16-22 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 16-22 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሕዳር ገጽ 4

16-22 ሕዳር

ዘሌዋውያን 4-5

  • መዝሙር 84ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ እቲ ዝበለጸ ሃቦ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 5:5, 6—ገሊኡ ዓይነት ሓጢኣት ዝፈጸሙ ሰባት፡ መስዋእቲ በደል—በጊዕ ወይ ጤል—ኬቕርቡ ነበሮም (it-2 527 ¶9)

    • ዘሌ 5:7—እቶም በጊዕ ወይ ጤል ኬቕርቡ ዓቕሚ ዘይብሎም ድኻታት፡ ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫቚት ርግቢ ኬቕርቡ ይኽእሉ ነበሩ (w09 1/6 26 ¶3)

    • ዘሌ 5:11—እቶም ባሬቶ ወይ ጫቚት ርግቢ ኬቕርቡ ዓቕሚ ዘይብሎም ድኻታት፡ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ ድኹም ሓርጭ ኬቕርቡ ይኽእሉ ነበሩ (w09 1/6 26 ¶4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 5:1—እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ክርስትያናት እትውዕል ብኸመይ እያ፧ (w16.02 29 ¶14)

    • ዘሌ 5:15, 16—ሓደ ሰብ ‘ብዘይፍላጥ ኣብ ልዕሊ እቲ ናይ የሆዋ ቕዱስ ነገር ብምሕጣእ ኪጠልም’ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1130 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 4:27-5:4 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንኢሳይያስ 9:6, 7 ተጠቒምካ፡ በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። (th መጽናዕቲ 12)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመዝሙር 72:16 ተጠቒምካ፡ በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 209 ¶22-23 (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 81

  • ብሓገዝ የሆዋ ን60 ዓመት ብሓባር ፈለምቲ ዀይነን ኣገልገላ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ታካኮን ሂሳኮን ኣብ ኣገልግሎተን እንታይ መሰላትን ሓጐስን እየን ረኺበን፧ ታካኮ እንታይ ናይ ጥዕና ጸገማት እዩ ነይርዋ፧ እንታይከ ሓጊዝዋ፧ ናይ ሓቂ ሓጐስን ዕግበትን ዘምጽኣለን እንታይ እዩ፧ ተመክሮአን ነቲ ኣብ ምሳሌ 25:11፣ መክብብ 12:1፣ እብራውያን 6:10 እተገልጸ ሓሳባት ዜብርህ ብኸመይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 89

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 118ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ