መስዋእቲ እንስሳታት ጽላሎት እቲ ፍጹም መስዋእቲ የሱስ እዩ ነይሩ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧
ጥቕሲ፦ ማቴ 6:9, 10 ወይ ኢሳ 9:6, 7
ንዚቕጽል፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧
○● ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧
ጥቕሲ፦ ማቴ 14:19, 20 ወይ መዝ 72:16
ንዚቕጽል፦ መዓስ እያ መንግስቲ ኣምላኽ ንምድሪ እትገዝኣ፧