ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • ካብ ኣምልኾ ጣኦት ህደም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ኣምልኾ ጣኦት ህደም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣምልኾና ንኣምላኽ ባህ ዜብል ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ዝርስዑ ሰማዕቲ ኣይትኹኑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንሓጐስካ የዕዝዞ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 2
እስራኤላውያን ኣብ ዙርያ ምራኽ ወርቂ ይስዕስዑ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 31-32

ካብ ኣምልኾ ጣኦት ህደም

32:1, 4-6, 9, 10

እስራኤላውያን ንኣምልኾ ጣኦት ዝነበሮም ኣርኣእያ እተቐየረ ብጽልዋ ግብጻውያን ከይኰነ ኣይተርፍን እዩ። ሎሚ፡ ኣምልኾ ጣኦት ብዙሕ መልክዕ እዩ ዘለዎ፣ አረ ገሊኡስ ብቐሊሉ ኸተለልዮ እኳ ኣይከኣልን እዩ። ደይመደይ ኢልና ኣብ ኣምልኾ ጣኦት እኳ እንተ ዘይተኻፈልና፡ ህርፋንና ኻብቲ ብምሉእ ነፍሲ ዚቐርብ ኣምልኾ የሆዋ ኼስግለና እንተ ፈቒድናሉ ግና፡ ኣምልኽቲ ጣኦት ኢና እንኸውን።

ስእልታት፦ ኣባላት ስድራ ቤት ኣብ እተፈላለየ ንጥፈታት። 1. ኣቦ ኣብ ቤት ዕዮ ጽርበት ክሳዕ ምሸት ይዓዪ። 2. ውሉድ ጸወታታት ቪድዮ ይጻወት። 3. ኣደ ኻብ እንዳ ኽዳውንቲ እተፈላለየ ነገራት ትዕድግ።

ካብ ኣምልኾ የሆዋ ኼስግለኒ ዚኽእል፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዜጋጥመኒ እንታይ ነገራት ኣሎ፧ ከይቈጻጸረኒኸ እንታይ ክገብር እኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ