ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • 5-11 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 2

5-11 ጥቅምቲ

ዘጸኣት 31-32

  • መዝሙር 45ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ኣምልኾ ጣኦት ህደም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 32:1—ኣጸጋሚ ዅነታት፡ ካልኦት ኣማልኽቲ ንምምላኽ ምኽንያት ኣይከውንን (w09 15/5 11 ¶11)

    • ዘጸ 32:4-6—እስራኤላውያን ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ምስ ናይ ሓሶት ኣምልኾ ሓዋወስዎ (w12 15/10 25 ¶12)

    • ዘጸ 32:9, 10—ቍጥዓ የሆዋ ኣብ እስራኤላውያን ነደደ (w18.07 20 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 31:17—የሆዋ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ፍጥረት ዘዕረፈ ብኸመይ እዩ፧ (w19.12 3 ¶4)

    • ዘጸ 32:32, 33—“ሓንሳእ እንተ ድሒንካ፡ ንሓዋሩ ድሒንካ” ዚብል እምነት፡ ናይ ሓሶት ትምህርቲ ምዃኑ ብኸመይ ንፈልጥ፧ (w87 1/9 29)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 32:15-35 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ብርኽቲ ንሕቶታት ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ እተጠቕመትሉ ብኸመይ እያ፧ ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ዘንበረትከ ብኸመይ እያ፧

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w10 15/5 21—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ነቲ ምራኽ ወርቂ ዝሰርሐ ኣሮን ዘይቀጽዖ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 36

  • “ምስ የሆዋ ንዘሎካ ርክብ ኣኽቢርካ ርኣዮ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ምስ የሆዋ ዘሎካ ርክብ ሓሉ (ቈሎ 3:5) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 85

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 74ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ