17-23 ለካቲት
ዘፍጥረት 18-19
መዝሙር 1ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“‘እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ’ ንሶዶምን ጎሞራን ኣጥፍአን”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 18:23-25—ኣብርሃም፡ የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ፍርዲ ኸም ዚፈርድ ይተኣማመን ነበረ (w17.04 18 ¶1)
ዘፍ 18:32—የሆዋ፡ ዓሰርተ ጻድቃን እውን እንተ ተረኺቦም ንሶዶም ከም ዘየጥፍኣ ኣረጋገጸሉ (w18.08 30 ¶4)
ዘፍ 19:24, 25—የሆዋ ብሰንኪ ኽፍኣት እቶም ነበርተን ንሶዶምን ንጎሞራን ኣጥፍአን (w10 15/11 26 ¶12)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 18:1, 22—የሆዋ ንኣብርሃም ‘እተራእዮን ምስኡ ዝተረፈን’ ብኸመይ እዩ፧ (w88 15/5 23 ¶4-5)
ዘፍ 19:26—ሰበይቲ ሎጥ፡ “ሓወልቲ ጨው” ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧ (w19.06 20 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 18:1-19 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እቲ ኣስፋሒ ነታ ጥቕሲ ብግቡእ ዘፋለጣ ብኸመይ እዩ፧ ንኣወዓዕላ እታ ጥቕሲ ኣነጺሩ ዝገለጸኸ ብኸመይ እዩ፧
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣበርክት፡ ነታ ኣብ ገጽ 98 ዘላ ስእሊ ድማ ግለጻ። (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር ትጥቀምዶ ኣለኻ፧፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዓለም ኣይትፍተውዋ (1ዮሃ 2:15) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 53
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 142ን ጸሎትን