ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 6
  • “እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ” ንሶዶምን ጎሞራን ኣጥፍአን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ” ንሶዶምን ጎሞራን ኣጥፍአን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ መሓሪ ዝዀነ “ፈራድ ኵላ ምድሪ” እመኖ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 18-19

“እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ” ንሶዶምን ጎሞራን ኣጥፍአን

18:23-25, 32; 19:24, 25

ካብቲ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ሶዶምን ጎሞራን ዝወሰዶ ስጕምቲ እንታይ ንምሃር፧

  • የሆዋ ንእከይ ንሓዋሩ ኣይዕገሶን

  • እቶም ንፍቓድ ኣምላኽ ዜቕልብሉን ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩን ካብቲ ዚመጽእ ፍርዲ ኺድሕኑ እዮም።—ሉቃ 17:28-30

ሓደ መንእሰይ ሓው፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘይኰኑ መንእሰያት መስተ ኺሰቲ፡ ሽጋራ ኼትክኽ፡ ጠላዕ ኪጻወት ንዘቕረቡሉ ዕድመ ይነጽጎ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንውርምና እዛ እክይቲ ዓለም የጕህየኒ ድዩ፧’ (2ጴጥ 2:7) ‘መዓልታዊ ህይወተይ ንዓይ ፍቓድ የሆዋ ምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ዜርኢ ድዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ