ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነታ “ናይ ላዕሊ ጥበብ” ኣብ ህይወትካ ትዓይየላዶ ኣለኻ፧
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • “ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን እዩ፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ሓድሽ ናይ ወረዳ ኣኼባ መደብ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ‘እቲ ጥበብ ዝረክብ ብጹእ ኢዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 2
ሓንቲ ሓብቲ ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንበበቶ ተስተንትን፡ ምስ ሓንቲ ሓብቲ ብዛዕባ እተቋየቈትሉ ግዜ ትዝክር፡ ድሕሪኡ ምስታ ሓብቲ ትዕረቕ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ያእቆብ 3-5

ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ

3:17

ጥበብ የሆዋ ግብራዊት እያ። ንኣብነት፡ ምስ ኣመንቲ ብጾትና ኽንዕረቕ ክትሕግዘና ትኽእል እያ። ጥበብ ኣምላኽ ብሓቂ እንተ ኣጥሪና፡ ኣብ ኣካይዳና ኽትግለጽ እያ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ ካብዘን ኣብ ታሕቲ ተጠቒሰን ዘለዋ መዳያት ጥበብ ኣምላኽ ነየኖት እየ ኣርእየ፧ ንገለ ኻብዚኣተንከ ኸመሓይሸን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

  • ንጽህቲ

  • ሰላማዊት

  • ልዝብቲ

  • ሰማዕ

  • ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት

  • ዘይተዳሉ

  • ዘይግብዝቲ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ