ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 3
  • 14-20 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 14-20 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 3

14-20 ጥቅምቲ

1 ጴጥሮስ 1-2

  • መዝሙር 29ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ቅዱሳት ኩኑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 1 ጴጥሮስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 1ጴጥ 1:14, 15—ትምኒትናን ኣካይዳናን ቅዱስ ኪኸውን ኣለዎ (w17.02 9 ¶5)

    • 1ጴጥ 1:16—ነቲ ቕዱስ ኣምላኽና ኽንመስሎ ንጽዕር ኢና (lvs 77 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ጴጥ 1:10-12—ከም ነብያትን መላእኽትን ትጉሃት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w08 15/11 21 ¶9)

    • 1ጴጥ 2:25—ልዑል ሓላዊ መን እዩ፧ (it-2 565 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ጴጥ 1:1-16 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 28

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ጽፉፍን ጽሩይን ኩን፦ (6 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ የሆዋ ንዅሉ ኣብ በቦታኡ ዝገበሮ ብኸመይ እዩ፧ ጉማረ ዚጸሪ ብኸመይ እዩ፧ ክፍልኻ ኸተጽሪ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

  • “የሆዋ ንጹሃት ሰባት ይፈቱ”፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣምላኽ ንጹሃት ሰባት ይፈቱ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 37

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 3ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ