7-13 ጥቅምቲ
ያእቆብ 3-5
መዝሙር 50ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ”፦ (10 ደቒቕ)
ያእ 3:17—ጥበብ ኣምላኽ ንጽህትን ሰላማዊትን እያ (cl 221-222 ¶9-10)
ያእ 3:17—ጥበብ ኣምላኽ ልዝብቲ፡ ሰማዕ፡ ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት እያ (cl 223 ¶12፣ 224-225 ¶14-15)
ያእ 3:17—ጥበብ ኣምላኽ ዘይተዳሉን ዘይግብዝትን እያ (cl 226-227 ¶18-19)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ያእ 4:5—ያእቆብ ነየነይቲ ጥቕሲ እዩ ዚጠቅስ ዘሎ፧ (w08 15/11 20 ¶6)
ያእ 4:11, 12—ሓደ “ንሓዉ ዚነቕፎ” ሰብ ‘ንሕጊ ዚነቕፎ’ ብኸመይ እዩ፧ (w97 15/11 20-21 ¶8)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ያእ 3:1-18 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ምልውዋጥ ድምጺ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 10 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w10 1/9 23-24—ፍረ ነገር፦ ሓጢኣትና ኽንናዘዘ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ክንናዘዝ ዘሎናኸ ንመን ኢና፧ (th መጽናዕቲ 14)