ኣብ ቶንጋ ይሰብኩ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ደቂ ሰብን ምድርን እንታይ ተስፋ እዩ ሂቡ፧
ጥቕሲ፦ መዝ 37:29
ንዚቕጽል፦ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ ተስፋ ኽንረኽቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
○○●ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ ተስፋ ኽንረኽቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ጥቕሲ፦ መዝ 37:34
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ እንታይ ዓይነት መገዲ ህይወት ክንስዕብ እዩ ዚዕድመና፧