ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ግንቦት ገጽ 2
  • 7-13 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 7-13 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ግንቦት ገጽ 2

7-13 ግንቦት

ማርቆስ 7-8

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጕንዲ ስቅያትካ ኣልዒልካ፡ ብቐጻሊ ስዓበኒ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 8:34—ንክርስቶስ ምእንቲ ኽንስዕቦ፡ ርእስና ኽንቀብጽ ኣሎና (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ፣ w92-E 1/8 17 ¶14)

    • ማር 8:35-37—የሱስ ኣብቲ ቐዳምነት ኪውሃቦ ዘለዎ ነገራት ከነተኵር ዚሕግዘና ኽልተ ዜመራምራ ሕቶታት ሓተተ (w08 15/10 25-26 ¶3-4)

    • ማር 8:38—ንክርስቶስ ክንስዕቦ ትብዓት የድልየና (jy 143 ¶4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 7:5-8—ፈሪሳውያን ብዛዕባ ምሕጻብ ኢድ ክርክር ዜልዕሉ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ (w16.08 30 ¶1-4)

    • ማር 7:32-35—የሱስ ነቲ ጸማም ዘርኣዮ ሓልዮት ኣብነት ዝዀነና ብኸመይ እዩ፧ (w00 15/2 17-18 ¶9-11)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 7:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 165-166 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 51

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “ደቅኻ ንክርስቶስ ኪስዕብዎ ኣዳልዎም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 1-8፡ “ብትሕትና መአረምታ ተቐቢሉ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ