ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ታሕሳስ ገጽ 3
  • “ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምሳኻትኩም ክንከይድ ኢና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • “ምሳኻትኩም ክንከይድ ኢና”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ናብ ዔላታት ማይ ህይወት ንኺምርሑ ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ታሕሳስ ገጽ 3
ሓደ ሰብኣይ ወለል ዚብል ክዳን ሓደ ኣይሁዳዊ ሒዙ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘካርያስ 1–8

“ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”

8:20-23

ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና” ይብልዎ። ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብ ዝዀኑ ሰባት ምስ ቅቡኣት ክርስትያናት ኰይኖም ንየሆዋ ኼምልኽዎ ይውሕዙ ኣለዉ

ሎሚ ኻልኦት ኣባጊዕ ንቕቡኣት ዚድግፉሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

  • ክልተ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣገልግሎት

    ብምሉእ ልቦም ኣብ ዕዮ ስብከት ይሳተፉ

  • ሓደ ሰብ ኣብ ሳጹን ውጽኢት ገንዘብ የእቱ

    ብምሉእ ልቦም ነቲ ዕዮ ብገንዘብ ይድግፍዎ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ