ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 8
  • ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምሳኻትኩም ክንከይድ ኢና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • መንከ ‘ክድሕን’ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ስም ኣምላኽ
    ንቕሑ!—2017
  • ስም ኣምላኽ ክንፈልጠሉ ዝግብኣና ምኽንያት
    መለኮታዊ ስም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮኤል 1-3

‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’

2:28, 29

ቅቡኣት ክርስትያናት ኣብ ዕዮ ትንቢት እጃሞም የበርክቱ እዮም። “ብዛዕባ እቲ ዓብዪ ግብሪ ኣምላኽ” ይዛረቡ፡ “ብስራት መንግስቲ” ድማ ይእውጁ እዮም። (ግብ 2:11, 17-21፣ ማቴ 24:14) እቶም ካልኦት ኣባጊዕ እውን ኣብዚ ዕዮ እዚ ይድግፍዎም እዮም

ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ሓደ ቕቡእ ክርስትያን እተፈላለየ ንዝዓሌቶም ሰባት “ብስራት መንግስቲ” ብምስባኽ “ይንበ”

2:32

ስም የሆዋ ምጽዋዕ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

  • ስሙ ምፍላጥ

  • ስሙ ምኽባር

  • ኣብቲ ነቲ ስም እቲ ጾይሩ ዘሎ ኣካል ምውካል

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦ ‘ንቕቡኣት ኣብ ዕዮ ትንቢት ብኸመይ ክድግፎም እኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ