11-17 ታሕሳስ
ዘካርያስ 1-8
መዝሙር 26ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ዘካርያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ዘካ 8:20-22—ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ሰባት፡ ሞገስ የሆዋ ይደልዩ (w14 15/11 27 ¶14)
ዘካ 8:23—ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ሰባት ነቶም ቅቡኣት ብፍቓዶም ይሓብርዎምን ይድግፍዎምን (w16.01 23 ¶4፣ w09 15/2 27 ¶14)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ዘካ 5:6-11—ሎሚ ንእከይ ብዚምልከት እንታይ ሓላፍነት እዩ ዘሎና፧ (w17.10 25 ¶18)
ዘካ 6:1—እቲ ኽልተ ኣኽራን ነሓሲ ንምንታይ እዩ ዜመልክት፧ (w17.10 27-28 ¶7-8)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘካ 8:14-23
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6—እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፡ ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ድማ ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 5 ¶1-2።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ኣብ ክልኻ ንዚነብሩ ዅሎም ሰባት ርኸቦም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “ኽሳብ ወሰናት ምድሪ” ይሰብኩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 1-9
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 22ን ጸሎትን