5-11 ሰነ
ኤርምያስ 51-52
መዝሙር 98ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ቃል የሆዋ ብዅሉ ዝርዝር ይፍጸም”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 51:1-11
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ነቲ ብዓል ቤት ኣብ jw.org ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > HELP FOR THE FAMILY ዚርከብ ሓበሬታ ኼርእይዎ ኣተባብዓዮም።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ተስፋታት የሆዋ ዘላትካ እምነት ክሳዕ ክንደይ እያ ድልድልቲ፧”፦ (15 ደቒቕ) ሕቶታትን መልስታትን። ንዅሎም ኣስፋሕቲ፡ እምነት ሓድሕዶም ንምድልዳል ሸቶ ብምግባር፡ ምስ ኣመንቲ ብጾቶም ኰይኖም ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪመያየጡ ኣተባብዓዮም።—ሮሜ 1:11, 12።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 16-29፡ “ትንቢት ተፈጸመ” ዘርእስታ ሳጹን፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 24ን ጸሎትን