ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሰነ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ሓቂ ምሃር
  • መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሰነ ገጽ 1
ሓንቲ ሓብቲ መጽሓፍ ቅዱስ እናኣንበበት ተስተንትን

ሓንቲ ሓብቲ ግዜ ብምምዳብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢባ ተስተንትን

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 3 2017 | መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂዶ ኻብ ኣምላኽ እዩ፧

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኣምላኽ ድዩ፧ ወይስ ምሉእ ብምሉእ ሓሳባት ሰባት ዝሓዘ መጽሓፍ እዩ፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝዀነ ዜብርህ ሰለስተ መርትዖ ተቕርብ።

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ ንውህበት ህይወት ብኸመይ ክንርእዮ ኣሎና፧

ጥቕሲ፦ ራእ 4:11

ሓቂ፦ ህይወት፡ ውህበት ኣምላኽ ስለ ዝዀነት፡ ኣኽቢርና ኢና እንሕዛ። ኰነ ኢልና ህይወት ካልእ ሰብ ስለ ዘይነጥፍእ፡ ንድሕንነት ንጥንቀቕ ኢና። ንውህበት ህይወት ድማ ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ።

መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧

መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧

ሕቶ፦ ኣብ ቅድሚት እዛ ትራክት ንዘላ ሕቶን ንገለ እቲ ኣብኡ ቐሪቡ ዘሎ ኣማራጺታትን ኣስተብህለሉ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ ሉቃ 11:28

መፋለጢ፦ እዛ ትራክት እዚኣ፡ እዚ ንስድራ ቤትካ ብኸመይ ኪጠቕሞም ከም ዚኽእልን ንዅሉ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ ስለምንታይ ክንኣምኖ ኸም እንኽእልን ትገልጽ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ