ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ግንቦት ገጽ 2
  • እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ —እቲ ዝለዓለ ኣብነት ሰናይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ‘ሕያውነቱስ ክንደይ ዓብዪ እዩ!’
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ሕያውነት—ከመይ ጌርካ ኸተማዕብላ ትኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ወትሩ ሰናይ ኣንጸባርቕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ግንቦት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 32-34

እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

32:9-14

  • ኤርምያስ፡ ግራት ንምዕዳግ ስጕምትታት ወሰደ።

    ኤርምያስ መሬት ንምዕዳግ፡ ገንዘብ መዘነ፡ ነቲ ሰነድ ውዕል ብመሰኻኽር ኣጽደቖ፡ ኣብ ኣቕሓ መሬት ድማ ኣንበሮ

33:10, 11

  • የሆዋ እቶም ንተግሳጹ ምላሽ ዚህቡ ምሩኻት፡ ምሕረት ከም ዚረኽቡን ናብ እስራኤል ከም ዚምለሱን ተስፋ ብምሃብ ሕያውነቱ ኣርኣየ።

    ንየሩሳሌምን ነታ ዓዲ ኤርምያስ ዝዀነት ዓናቶትን ዜርኢ ካርታ

የሆዋ፡ ሕያውነት ዘርኣየካ ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ