ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ግንቦት ገጽ 2
  • 1-7 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ግንቦት ገጽ 2

1-7 ግንቦት

ኤርምያስ 32-34

  • መዝሙር 2ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 32:6-9, 15—የሆዋ ንእስራኤል ከም ዜሐድሳ ዜመልክት ግራት ኪዕድግ፡ ንኤርምያስ ኣዘዞ (it-1-E 105 ¶2)

    • ኤር 32:10-12—ኤርምያስ ንሰነድ ውዕል ዚኸውን ኵሉ ሕጋዊ መስርሓት ሰዓበ (w07 15/3 11 ¶3)

    • ኤር 33:7, 8—የሆዋ ንምሩኻት ‘ኬንጽሆም’ ምዃኑ ኣተስፈወ (jr 152 ¶22-23)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 33:15—ንዳዊት “ብቋል” ዚኸውን መን እዩ፧ (jr 173 ¶10)

    • ኤር 33:23, 24—እቶም ኣብዚ እተዘርበሎም “ክልተ ዓሌት” መን እዮም፧ (w07 15/3 11¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 32:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ፡ ነታ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ዘርእስታ ብሮሹር ኬበርክቱ ኸለዉ ነታ ንመእተዊ እተዳለወት ቪድዮ ጽቡቕ ገይሮም ኪጥቀሙላ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 42

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16-E 67-71)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 125ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ