ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 6
  • ግብርታት የሆዋ ዘክር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ግብርታት የሆዋ ዘክር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ፍጥረት ብዛዕባ የሆዋ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ካብ ሳልሳይን ራብዓይን መጽሓፍ መዝሙር ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ብቐጻሊ ኣስተንትን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 74-78

ግብርታት የሆዋ ዘክር

ብዛዕባ ግብርታት የሆዋ ምስትንታን ኣገዳሲ እዩ

ሓንቲ ሓብቲ ብዛዕባ እቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንበበቶ ተስተንትን

74:16; 77:6, 11, 12

  • ምስትንታን ነቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ እነንብቦ ነገራት ከነስተውዕሎን ንመንፈሳዊ ምግቢ ኣድንቖት ከነማዕብልን ይሕግዘና

  • ብዛዕባ የሆዋ ኣዕሚቝካ ምሕሳብ፡ ንዜደንቕ ግብርታቱን ኣብ ቅድሜና ኣንቢሩልና ንዘሎ ተስፋን ክንዝክር ይሕግዘና

ግብርታት የሆዋ ነዚ ዚስዕብ የጠቓልል፦

74:16, 17; 75:6, 7; 78:11-17

  • ፍጥረት

    ብዛዕባ ፍጥረት ዝያዳ ብዝፈለጥና መጠን፡ ንየሆዋ ዘሎና ኣድንቖት ዝያዳ ይውስኽ

  • ኣብ ጉባኤ ዘለዉ እተሸሙ ሰብኡት

    ነቶም መሪሕነት ኪወስዱ እተሸሙ እዙዛት ክንከውን ኣሎና

  • ግብርታት ድሕነት

    የሆዋ ንምድሓን ዝገበሮ ግብርታት ምዝካርና፡ በቲ ንኣገልገልቱ ንምክንኻን ዘለዎ ድሌትን ክእለትን ድልዱል እምነት ኪህልወና ይሕግዘና

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ