ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 6
  • 18-24 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 6

18-24 ሓምለ

መዝሙር 74-78

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ግብርታት የሆዋ ዘክር”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 74:16፣ 77:6, 11, 12—ብዛዕባ ግብርታት የሆዋ ኣስተንትን (w15 15/8 10 ¶3-4፣ w04 1/3 19-20፣ w03 1/7 10 ¶6-7)

    • መዝ 75:4-7—ግብርታት የሆዋ፡ ንጉባኤኡ ዚኣልዩ ትሑታት ሰብኡት ምሻም እውን የጠቓልል (w06 15/7 11 ¶2፣ it-1-E 1160 ¶7)

    • መዝ 78:11-17—የሆዋ ምእንቲ ህዝቡ ዝገበሮ ነገራት ዘክር (w04 1/4 21-22)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 78:2—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ዘሎ ትንቢት ኣብቲ መሲሕ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 11 ¶14)

    • መዝ 78:40, 41—ብመሰረት እዚ ፍቕድታት እዚ፡ ተግባራትና ንየሆዋ ኺጸልዎ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w12 1/11 14 ¶5፣ w11 1/7 10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 78:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16—ወፈያ ኺግበር ከም ዚከኣል ጥቐስ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 5 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 15

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • ‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’ ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ናብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ እተወሰነ ሕቶታት ሕተቶም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 1-4፡ “ኣብዚ በዓል እዚ ኽሓብርዶ፧”፡ “ጥበባዊ ውሳነታት ምግባር” ከምኡ ድማ “ኣብ በዓል ልደት ዚወሃብ መቝሽሽ ክቕበልዶ፧” ዘርእስተን ሳጹናት

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 25ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ