ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/15 ገጽ 1
  • መደብ 10 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 10 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 10 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 8/15 ገጽ 1

መደብ 10 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

10 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 29ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 6፡ ሕጡብ ጽሑፋት 7-13 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 21-22 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ነገስት 22:13-23 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ህይወት ንምድሓን ኢልካ ሕጊ ኣምላኽ ምጥሓስ ተቐባልነት የብሉን—td 37ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ደሊላ—ፍረ ነገር፦ ፍቕሪ ገንዘብ ናብ ጥልመት ኪመርሕ ይኽእል—w12 15/4 ገጽ 9 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ኣነን ቤተይን ግና ንየሆዋ ኢና እነገልግል።’ —እያ. 24:15።

መዝሙር 41

10 ደቒቕ፦ ‘ኣነን ቤተይን ግና ንየሆዋ ኢና እነገልግል።’ ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር እተመስረተ መደረ። ንዘዳግም 6:6, 7፣ ንእያሱ 24:15፣ ከምኡ እውን ንምሳሌ 22:6 ኣንብቢካ፡ ኣወዓዕላአን ግለጽ። ሰብኡትን ኣቦታትን መንፈሳዊ ሓላፍነት ኪስከሙ ኸም ዘለዎም ኣጕልሕ። ንስድራ ቤታት ንምሕጋዝ ተባሂሉ ብውድብ የሆዋ እተዳለወ እተፈላለየ ናውቲ ኸም ዘሎ ጥቐስ። ነቲ ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ዚቐርብ እተወሰነ ኽፍልታት ብምጥቃስ ምስቲ ወርሓዊ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንሓደስቲ ኣስፋሕቲ ኣሰልጥን።” ምይይጥ። ወለዲ፡ ደቆም መንፈሳዊ ዕቤት ምእንቲ ኺገብሩ ነቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ እተጠቕሰ ስርዓታት ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ኸም ዘለዎም ንኺገልጹ ንኣስፋሕቲ ሕተቶም። ሓደ ኣቦ ምስ ንእሽቶ ወዱ ወይ ጓሉ ዀይኑ ንኣገልግሎት ዚኸውን ኣቀራርባ ኺዳሎ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 45ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ