ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/15 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 7/15 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ገለ ኻብቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቐረበ ዜሐጕስ መዳያት ጸብጻብ ኣገልግሎት ታሕሳስ 2014፡ እዚ ዚስዕብ የጠቓልል፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኻብ ዚርከባ እተፈላለያ ጉባኤታት ብድምር 27 ኣሕዋትን ኣሓትን ቋንቋ ምልክት ተማሂሮም፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ድማ ተመሪቖም። እዞም ተመረቕቲ፡ ንሓያሎ ጽሙማን መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪበጽሖም ኣብ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ ኣበርክቶ ኺገብሩ ተስፋ ንገብር።

ኣብዛ ወርሒ እዚኣ ቤት ትምህርቲ ሽማግለታት ጉባኤ እውን ተኻይዱ እዩ። ካብዚ ቲኦክራስያዊ ስልጠና እዚ፡ 104 ሽማግለታት ጉባኤ ከም እተጠቕሙ ኽንሕብረኩም ከሎና የሐጕሰና እዩ። ነቲ ኣብ ገጉባኤኦም ዚስከምዎ ሓላፍነት ከም ዚሕግዞም ከኣ ርግጸኛታት ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ