ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 7/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ነሓሰ

“ንሓደ ልሙድ ዝዀነ ጸገም ኪዋጽኡሉ ምእንቲ ኽንሕግዞም ኢልና፡ ንጐረባብትና ሓጺር ምብጻሕ ንገብረሎም ኣሎና። ሓደ ኻብቲ ኽንዋጽኣሉ ዘሎና ኣዝዩ ኣሸጋሪ ነገራት፡ ሞት እነፍቅሮ ሰብ እዩ። ነዝስ ኣይትሰማምዓሉንዶ፧ [መልሲ ተጸበ።] ነዚ ዚስዕብ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዜተባብዕ ተስፋ እሞ ኣቕልበሉ። [ራእይ 21:3, 4 ኣንብብ።] መጽሓፍ ቅዱስ፡ እነፍቅሮም ሰባት ሓደ መዓልቲ ኸም ዚትንስኡ ዚገልጽ ተስፋ ይህበና እዩ። እዛ መጽሔት እዚኣ፡ እዚ ብኸመይ ኪፍጸም ከም ዚኽእል ትገልጽ እያ።”

ንቕሑ! ነሓሰ

“ንጐረባብትና፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዋህዮታትና ዚርከብ ማእለያ ዘይብሉ ሓበሬታ እትገልጽ ዓንቀጽ ነርእዮም ኣሎና። [ገበር ንቕሑ! ኣርእዮ።] ሓያሎ ሰባት ህይወት ብፍልቀት ከም ዝመጸት እዮም ዚኣምኑ፡ ገሊኦም ከኣ ህይወት ከም እተፈጥረት እዩ ዚስምዖም። ንስኻኸ እንታይ ርእይቶ ኣሎካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ መጽሔት እዚኣ ብዛዕባ እቲ ንገሊኦም ሊቃውንቲ፡ ‘ህይወት ነዳፊ ኺህልዋ ኣለዎ’ ንኺብሉ ዝደረኾም ዜደንቕ ዝዀነን እተሓላለኸን ዋህዮታትና ዚገልጽ ርኽበታት ተጕልሕ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ