ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 1
  • መደብ 8 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 8 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 1

መደብ 8 ሰነ እትጅምር ሰሙን

8 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 2፡ ሕጡብ ጽሑፋት 1-10 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 19-21 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 19:24-37 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ስም ኣምላኽ—td 35ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ቀያፋ—ፍረ ነገር፦ ደም ዜፍስሱ ተጻረርቲ ሓቂ፡ ኣይሰልጦምን እዩ—w06 15/1 10-13 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።”—ዘዳ. 32:7።

መዝሙር 4

10 ደቒቕ፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።” ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር እተመስረተ መደረ። ንዘዳግም 4:9ን 32:7ን ከምኡ እውን ንመዝሙር 71:15-18 ኣንቢብካ ተመያየጠሉ። ሎሚ ዘለዉ ወንጌላውያን፡ ኣብ ቲኦክራስያዊ ታሪኽና ንዝነበሩ ሰባትን ፍጻመታትን ብምዝካር ብኸመይ ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ግለጽ። ኣስፋሕቲ፡ ኣብታ ኣምልኾ ስድራ ቤት ዚገብሩላ ምሸት፡ ሓድሓደ ግዜ ኻብቲ ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ ዚወጽእ “ካብ መዛግብትና” ዚብል ተኸታታሊ ዓንቀጻት ኪመያየጡሉ ሓሳብ ኣቕርበሎም። ነቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ዚቐርብ ገሊኡ ኽፍልታት ብምጥቃስ ምስቲ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር።” ብሓላዊ ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ። ካብ ናይ ጉባኤ ጸብጻብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ዝያዳ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ምምራሕ ተኽእሎ ኺህሉ ኸም ዚኽእል ዜርኢ ኣሃዛት ጥቐስ። ሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ኻብቲ ኣብ ሳጹን ዘሎ ኣቀራርባ ተጠቒሙ፡ ኣብ ኣፍ ደገ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪጅመር ከም ዚከኣል ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቕርብ ግበር። ኵሎም፡ ኣብ ኣፍ ደገ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጀምሩ ኣተባብዓዮም።

መዝሙር 29ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ