መደብ 25 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
25 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 6ን ጸሎትን
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
fg ትምህርቲ 15፡ ክፋል 1-4 (30 ደቒቕ)
ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 13-15 (8 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 13:34–14:7 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ መወዳእታ ግዜ ምንዋሑ፡ ምሕረት ዜርኢ መሰናድዎ እዩ—td 34ሐ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ በሳልኤል—ፍረ ነገር፦ መንፈስ የሆዋ ንኣገልገልቱ፡ ንዅሉ ሰናይ ዕዮ የዕጥቖም—w11 15/12 18-19 (5 ደቒቕ)
ኣኼባ ኣገልግሎት፦
ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ናብ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእ ሓግዞ።—1 ጢሞ. 2:3, 4።
10 ደቒቕ፦ ንሓደ ሓላዊ ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ቃለ መጠይቕ ግበረሉ። ዕዮኻ እንታይ የጠቓልል፧ ነቶም ኣብ ጕጅለኻ ዘለዉ ኽትጓስዮምን ኣብ ኣገልግሎት ክትሕግዞምን እንታይ ጻዕሪ ኢኻ እትገብር፧ ኣስፋሕቲ ኣድራሻኦም እንተ ደኣ ለዊጦም፡ ኪሕብሩኻ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ሽማግለታት እተን ናይ ኣገልግሎት ወፍሪ ጕጅለታት፡ ኣብ ሓደ ቦታ ኻብ ምጥርናፍ ነናተን ናይ ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍሪ ኺህልወን መሰናድዎ ዚገብሩ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧
20 ደቒቕ፦ “ንዓይነ ስዉራን ብዛዕባ የሆዋ ኺመሃሩ ሓግዞም።” ሕቶታትን መልስታትን። መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።
መዝሙር 44ን ጸሎትን