ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/15 ገጽ 2
  • መደብ 18 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 18 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 18 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 5/15 ገጽ 2

መደብ 18 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

18 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 50ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 14፡ ክፋል 1-4 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 9-12 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 10:13-11:4 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ በናያ—ፍረ ነገር፦ እሙንን ተባዕን ኩን —w05 1/15 15፣ w10 15/2 6-9 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ እከይ ኪቕጽል እተፈቕደ ስለምንታይ እዩ፧—td 34ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ናብ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእ ሓግዞ።—1 ጢሞ. 2:3, 4።

መዝሙር 25

10 ደቒቕ፦ ጳውሎስ፡ ግሪኻውያን ናብ ፍልጠት ሓቂ ኺመጹ ዝሓገዞም ብኸመይ እዩ፧ ምይይጥ። ግብሪ ሃዋርያት 17:22-31 ትነበብ። እቲ ጸብጻብ ኣብ ኣገልግሎትና ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእላ ኸኣ ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ የሆዋ፡ ደፋር ክትከውን ኪሕግዘካ እዩ። ምይይጥ። ነታ ጂሆቫ ዊል ሄልፕ ዩ ቢ ቦልድ (የሆዋ፡ ደፋር ክትከውን ኪሕግዘካ እዩ) እትብሃል ቪድዮ ወልዓያ። (ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ።) ካብዛ ቪድዮ እዚኣ እንታይ ትምህርቲ ኸም ዝረኸቡ ሓሳብ ንኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ነቶም ትምህርቲ ዝጀመሩ ቘልዑ ንደቂ ቤት ትምህርቶምን ንመምህራኖምን ኪምስክሩሎም፡ ድፍረት ንኺረኽቡ፡ እዛ ቪድዮ እዚኣ ብኸመይ ከም ዝሓገዘቶም ሓሳብ ኪህቡ ሕተቶም። ሓደ ቘልዓ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኺምስክር ከሎ ብዛዕባ ዘጋጠሞ፡ ብመርኣያ እተደገፈ ፍሉይ ተመክሮ ኸም ዜቕርብ ግበር።

መዝሙር 23ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ