ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/15 ገጽ 12
  • መደብ 4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 4/15 ገጽ 12

መደብ 4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 38ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 13፡ ክፋል 1, 2 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 1-3 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 2:24-32 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ባትሴባ—ፍረ ነገር፦ ዚንስሑ ኣበስቲ፡ ሞገስ ኣምላኽ ይረኽቡ—w05 15/5 31፣ w07 15/7 19 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣገልጋሊ ንምዃን ዜድሊ ብቕዓታት—td 33ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንግዜኹም ብዝበለጸ ብምጥቃም’ ከም ለባማት ተመላለሱ።—ኤፌ. 5:15, 16።

መዝሙር 43

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ። መጽሔት ብኸመይ ከም እትዕድል ዜርኢ መርኣያ ኸተቕርብ ትኽእል ኢኻ።

5 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነን ሓምለን ዚዕደል ጽሑፋት። ምይይጥ። ትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፍ ግለጽ። መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

15 ደቒቕ፦ ኣብቲ ብዙሕ ዘይተዓይየ ኽሊ ምስባኽ—ንግዜኻ ብጽቡቕ ክትጥቀመሉ እትኽእል መገዲ። ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ፣ ኣብቲ ብዙሕ ዘይተዓይየ ኽሊ ዘገልገለ እንተ ዀነ ይምረጽ። ነታ ዊትነሲንግ ኢን ኣይዞሌትድ ተሪቶሪ—ኣውስትራሊያ ዘርእስታ ቪድዮ ኣርእዮም። (ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ ኣብቲ ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ኣብታ ቪድዮ፡ ኣብቲ ብዙሕ ዘይተዓይየ ኽሊ ምስባኽ፡ ንሓንቲ ስድራ ቤት ከመይ ዝበለ ኣወንታዊ ጽልዋ ኸም ዝገበረላ ተመያየጡሉ። ኣብቲ ብዙሕ ዘይተዓይየ ኽሊ ንዘገልገሉ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ኣብ ስድራ ቤቶምን ኣገልግሎቶምን መንፈሳውነቶምን እንታይ ኣወንታዊ ጽልዋ እዩ ገይሩሎም፧ እንታይ ዓይነት መደብ እዮም ገይሮም፧ ሽማግለታት፡ ኣብቲ ብዙሕ ዘይተዓይየ ኽሊ ኼገልግል ንዚደሊ ኣስፋሒ ኺሕግዝዎ ሕጉሳት እዮም። ብዙሕ ኣብ ዘይተዓይየ ኽሊ ምስባኽ ንግዜና ብጽቡቕ ክንጥቀመሉ እንኽእል ዝበለጸ መገዲ ምዃኑ ኣጕልሕ።

መዝሙር 17ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ