ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/15 ገጽ 3
  • መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 4/15 ገጽ 3

መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 1ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 12፡ ክፋል 1-5 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 26-31 (8 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንግዜኹም ብዝበለጸ ብምጥቃም’ ከም ለባማት ተመላለሱ።—ኤፌ. 5:15, 16።

መዝሙር 10

7 ደቒቕ፦ “ወረቐት ዕድመ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ወረቐት ዕድመ ብኸመይ ከም ዚዕደል ዜርኢ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

13 ደቒቕ፦ “ንሓይሊ ቓል ኣምላኽ ኣብ ኣገልግሎትካ ኣዕይዮ።” ምይይጥ። ክልተ ኽፋል ዘለዎ ሓጺር መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር። ኣብቲ ቐዳማይ ክፋል እቲ መርኣያ፡ እቲ ኣስፋሒ ነቲ ብዓል ቤት መጽሓፍ ቅዱስ ከይገንጸለ ንገለ ኽፋል 2 ጢሞቴዎስ 3:16, 17 ብምግላጽ ነታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር የላልዮ። ኣብቲ ኻልኣይ ክፋል እቲ መርኣያ ግና እቲ ኣስፋሒ ነታ ጥቕሲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ብቐጥታ የንብበሉ። እታ ኻልአይቲ መርኣያ ስለምንታይ ዝያዳ ውጽኢታዊት ከም ዝዀነት ሓሳብ ንኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

መዝሙር 50ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ