ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/15 ገጽ 2
  • መደብ 20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 4/15 ገጽ 2

መደብ 20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 3ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 11፡ ክፋል 3, 4 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 23-25 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 23:13-23 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኵሎም ክርስትያናት ኣገልገልቲ ኪዀኑ ኣለዎም—td 33ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ባሩኽ—ፍረ ነገር፦ ጥቕሚ ርእስኻ ብምስዋእ ንየሆዋ ኣገልግሎ—w06 15/8 16-19 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንግዜኹም ብዝበለጸ ብምጥቃም’ ከም ለባማት ተመላለሱ።—ኤፌ. 5:15, 16።

መዝሙር 17

15 ደቒቕ፦ “መርኣዪ ጽሑፋት ተጠቒምካ ብኸመይ ከም እትምስክር።” ምይይጥ። ነዚ ዚስዕብ መርኣያ ኣቕርብ፦ ክልተ ኣስፋሕቲ ዓረብያ ወይ ሰደቓ ይጥቀሙ ኣለዉ። እቲ ቐዳማይ ኣስፋሒ ንሓደ ሓላፍ መገዲ ፍሽኽ ጥራይ ይብሎ። እቲ ኻልኣይ ኣስፋሒ ግና ነቲ ቐጺሉ ዘሎ ሓላፍ መገዲ ፍሽኽ ይብሎ፡ ናብኡ ምስ ቀረበ ድማ ሕቶ ይሓትቶ፡ ውዕዉዕ ዝርርብ እውን ይጅምር። ነዚ ኣቀራርባ እዚ፡ መርኣዪ ጽሑፋት ኣብ ዘይንጥቀመሉ ግዜ እውን እንተ ዀነ ኽንዓይየሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

15 ደቒቕ፦ ዜሐጕስ ስሩዕ ኣኼባታት። ኣብ ናይ 15 መስከረም 2012 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 31-32፡ ሕጡብ ጽሑፍ 15-19 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንዚመጽእ ኣኼባ ዞባ ውዕዉዕ ስምዒት ከም ዚሓድሮም ግበር። ኵላቶም ነቲ ኣብ jw.org/ti ዚርከብ መደብ ኣኼባ ኣቐዲሞም ንኺርእይዎ ብምትብባዕ፡ ነቲ ኣብቲ ኣኼባ ዚቐርብ ትምህርቲ ብሃንቀውታ ኸም ዚጽበይዎ ግበር።

መዝሙር 28ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ