ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/15 ገጽ 1
  • መደብ 13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 4/15 ገጽ 1

መደብ 13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 18ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 11፡ ክፋል 1, 2 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 19-22 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 21:10-22:4 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ በርናባስ—ፍረ ነገር፦ ኣብ ኣገልግሎትካ ለዋህን ለጋስን ኩን—bt 86 ሳጹን፣ w98 15/4 20-23 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣርማጌዶን—ፍቕሪ ኣምላኽ ኣይትገሃስን—td 32ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንግዜኹም ብዝበለጸ ብምጥቃም’ ከም ለባማት ተመላለሱ።—ኤፌ. 5:15, 16።

መዝሙር 48

10 ደቒቕ፦ ‘ንግዜኹም ብዝበለጸ ብምጥቃም’ ከም ለባማት ተመላለሱ። ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።—ኤፌ. 5:15, 16፣ ናይ 15 ግንቦት 2012 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 19-20፡ ሕ.ጽ. 11-14 ርአ።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ንግዜኻ ብዝበለጸ ተጠቐመሉ።” ምይይጥ።

መዝሙር 44ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ