ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/15 ገጽ 1
  • መደብ 9 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 9 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 9 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 3/15 ገጽ 1

መደብ 9 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

9 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 8፡ ክፋል 1-3 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 1-4 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 2:30-36 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ናይ ሓሶት ነብያት ከም ዚመጹ ተነጊሩ ነይሩ፣ ብግዜ ሃዋርያት ነይሮም—td 29ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣሳ—ፍረ ነገር፦ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ፡ ቅንኣት ይሃሉኻ—w14 15/8 17፣ w12 15/8 8, 9 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንሰናይ ግብሪ ዘበለ እተዳሎኻ ኹን።’-ቲቶስ 3:1

መዝሙር 45

10 ደቒቕ፦ ‘ንሰናይ ግብሪ ዘበለ እተዳሎኻ ኹን።’ ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንምሳሌ 21:5፡ ንቲቶስ 3:1፡ ከምኡ እውን ን1 ጴጥሮስ 3:15 ኣንቢብኩም ተመያየጡለን። ጽቡቕ ምድላው ንክርስትያናት ብኸመይ ከም ዚጠቕሞም ግለጽ። ንገለ ኻብቲ ኣብዛ ወርሒ ዚቐርብ ክፍልታት ኣኼባ ኣገልግሎት ኣሕጽር ኣቢልካ ኣላሊ፣ ምስዚ ወርሓዊ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ድማ ተመያየጡ።

10 ደቒቕ፦ ንሓላው ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት ቃለ መጠይቕ ግበረሉ። ዕዮኻ እንታይ የጠቓልል፧ ኣብ ሰሰሙን ነቲ ቤት ትምህርቲ ንኽትመርሕ ብኸመይ ትዳሎ፧ ተመሃሮ ንኽፍሎም ጽቡቕ ገይሮም ኪዳለዉሉ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ ሰማዕቲ ናብ ኣኼባ ቕድሚ ምምጻኦም ነቲ ዚውሰድ ክፍልታት ኣቐዲሞም ምስ ዜንብብዎ እንታይ ጥቕምታት እዮም ዚረኽቡ፧

10 ደቒቕ፦ “ንበዓል ዝኽሪ ትዳሎዶ ኣለኻ፧” ምይይጥ። ኣብ ናይ መጋቢት 2013 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 2 ንዚርከብ ሓበሬታ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ። ሓደ ኣስፋሒ፡ ናብ በዓል ዝኽሪ ንዝመጸ ጋሻ ጽቡቕ ገይሩ ኪቕበሎ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 8ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ