ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/15 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 2/15 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ሰባት ኣብ ዚውሕዙሉ ኽፋል ዓበይቲ ኸተማታት ብግህዶ ዚግበር ፍሉይ ኣገባብ ምስክርነት፡ ብቤት ጽሕፈት ጨንፈር ተወዲቡ ኣብ እተፈላለየ ኽፋላት ሃገርና ይሰላሰል ኣሎ። ኣብ ርእሲ እቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ቦታታት፡ ሃረር፡ ሃዋሳ፡ ሶዶ፡ ሻሸመኔ፡ ኣርባ ምንጭ፡ ነቀምት፡ ዝዋይ፡ ድሬዳዋ፡ ጅማ ተወሲኸን ኣለዋ። ጽቡቕ ውጽኢት ከኣ ይርከብ ኣሎ። ንኣብነት፡ ኣብ ሃዋሳ ዚነብሩ ኣሕዋት፡ ኣስታት 500 መጻሕፍትን ልዕሊ 6,000 ትራክትታትን ኣብ ውሽጢ ሓንቲ መዓልቲ ዓዲሎም እዮም። ብተወሳኺ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዚርከባ ኣርባዕተ ጉባኤታት ኣብ ክለን ነዚ ኣገባብ ምስክርነት እዚ ወዲበን እየን። እዘን ጉባኤታት እዚአን፡ ነዚ ዕላማ እዚ ዜገልግል ዓረብያታትን ጽሑፋትን ኣዚዘን፡ ተዋሂቡወን እዩ። ካልኦት ጉባኤታት እውን ኣሰረን ኪስዕባ ተስፋ ንገብር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ