መደብ 5 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
5 ጥሪ 2015 እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 37ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
fg ትምህርቲ 2፡ ክፋል 1-5 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 16-20 (8 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ እያሱ 17:11–18 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ሰብኣዊ ህይወት የሱስ ‘ኣብ ክንዲ ዅሉ በጃ’ ዀይኑ ተኸፍለ—td 25ሀ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ንጉስ ኣከኣብ—ፍረ ነገር፦ ንረሲኣን ቦታ የብሎምን።—w14 2/1 ገጽ 14፡ ሕ.ጽ. 2–ገጽ 15፡ ሕ.ጽ. 2 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ካብቲ ብሕድሪ እተዋህበና ጽቡቕ መዝገብ፡ “ጽቡቕ” ነገር ኣውጽእ።—ማቴ. 12:35ሀ።
30 ደቒቕ፦ “ንኣምልኾ ዚኸውን ሓድሽ መዝሙር!” ምይይጥ። ንሕጡብ ጽሑፍ 6 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ሰማዕቲ ነታ ብፒያኖ እተዳለወት “ዘ ኪንግዶም ኢዝ ኢን ፕሌስ—ለት ኢት ካም!” ዘርእስታ ሓዳስ መዝሙር ንኺሰምዑ ዓድሞም። ብተወሳኺ፡ ኣብ ናይ 15 ታሕሳስ 2010 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 20-24 ዚርከብ ሓሳባት ተጠቒምካ፡ መዝሙር ኣብ ኣምልኾና ዘለዎ ኣገዳስነት ተመያየጡሉ።
መዝሙር 14ን ጸሎትን