መደብ 23 ሰነ እትጅምር ሰሙን
23 ሰነ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 5ን ጸሎትን
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
jr ምዕ. 8 ¶8-13፡ ኣብ ገጽ 98 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)
ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 10-13 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 12:1–13:8 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ሰብኣይ፡ ሰበይቱ ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ክትክልክሎ ኼፍቅደላ የብሉን—td 15ሐ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ጸርፊ ንየሆዋ የጕህዮ —lv ገጽ 138 ¶13-14 (5 ደቒቕ)
ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነ ዚዕደል ጽሑፋት። ምይይጥ። ትሕዝቶ ናይቲ ዚዕደል ጽሑፋት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ። ሓንቲ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።
20 ደቒቕ፦ “ምንባብ ንዜጸግሞም ሰባት ብኸመይ ከም እትሕግዞም።” ሕቶታትን መልስታትን።
መዝሙር 55ን ጸሎትን