ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/14 ገጽ 3
  • 26 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 26 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 5/14 ገጽ 3

26 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ

26 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 23⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 7 ¶1-6 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 34-37 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘጸኣት 34:1-16 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ—td 14ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብርሃም—ትሑት—w12 1/1 ገጽ 9 ¶1–ገጽ 10 ¶3 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 32

10 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። ምይይጥ። ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ብዛዕባ ዝረኸብዎ ተመክሮ ኼዘንትዉ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ነቲ ኣብ ገጽ 4 ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ሰነ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ መስጐጕቲ ምጽማም፡ ጽቡቕ ምስክርነት ንኽትህብ የኽእል። (ሉቃ. 21:12, 13) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2013 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 124፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ከምኡውን ኣብ ገጽ 128፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2 ኣብ ዘሎ ሓሳባት ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ። ብዕድመ ዓበይቲ ንዝዀኑ ኣስፋሕቲ፡ ወለዶም ዓሚቝ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ሳላ ዝመሃርዎም ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ሓሳብ ንኺህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 41ን ጸሎት⁠ን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ