ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/14 ገጽ 2
  • 19 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 19 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 5/14 ገጽ 2

19 ግንቦት እትጅምር ሰሙን መደብ

19 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 33⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 6 ¶19-24፡ ኣብ ገጽ 78 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 30-33 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘጸኣት 32:1-14 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ “ኣብ ኵለን ሃይማኖታት ጽቡቕ ኣሎ” ምባል ቅኑዕ ኣይኰነን—td 13ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብርሃም—ተባዕ—w12 1/1 ገጽ 6 ¶6–ገጽ 7 ¶8 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

10 ደቒቕ፦ ኣገልገልቲ እቲ ብስራት ዝዀንና ስለምንታይ ኢና፧ ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ካብ ገጽ 77 ክሳዕ ገጽ 78 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ብውዕዉዕ ስምዒት ዚቐርብ መደረ። ኣገልግሎት ስለምንታይ ከም ዜሐጕሶም ሓሳብ ንኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ዕረፍቲ ኣብ እትዀነሉ እዋን ሓጋዚ ፈላሚ ኽትከውን ትኽእልዶ፧ ምይይጥ። ነቲ ኣብ መጽሓፍ እተወደበ ኣብ ገጽ 113፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ብዛዕባ ሓጋዚ ፈላሚ ተጠቒሱ ዘሎ ብቕዓታት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጾ። ነቲ ኻብ ስራሕ ወይ ካብ ትምህርቲ ዝረኸብዎ እዋን ዕረፍቶም ተጠቒሞም ሓገዝቲ ፈለምቲ ንዝዀኑ ኣስፋሕቲ፡ ብዛዕባ ዝረኸብዎ በረኸት ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ነቲ ኣብ ዚቕጽል እዋን ዕረፍቲ ዚዀኑሉ ወርሒ፡ ሓገዝቲ ፈለምቲ ንምዃን ኪጥቀምሉ ንዅሎም ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ “ሰዓትካ ኣኽብር።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 4 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ሰዓቶም ንኬኽብሩ ዝሓገዞም እንታይ ከም ዚዀነ ሓሳብ ንኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ