ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/14 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 4/14 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብቲ 25 ሳዕ እተገብረ “ቃል ኣምላኽ ሓቂ እዩ!” ዘርእስቱ ኣኼባ ኣውራጃና፡ ዝለዓለ ቝጽሪ ተኣከብቲ 17,011 ነይሩ፣ ተጠመቕቲ ኸኣ 258 ነይሮም። እቲ ወረቐት ዕድመ ብምዕዳል እተገብረ ወፈራ፡ ቍጽሪ ተኣከብቲ ንኺውስኽ ኣበርክቶ ገይሩ እዩ። ሓደ ኻብቶም ተገዳስነት ዘርኣዩ ሰባት፡ ጐረቤት ሓደ ሓው እዩ። እዚ ሰብ እዚ፡ ወረቐት ዕድመ ምስ ተቐበለ 200 ኪሎ ሜተር ተጓዒዙ፡ ንመጀመርታ ግዜኡ ኣብ ኣኼባ ኣውራጃ ንኺእከብ ወሰነ። ብዘይካዚ፡ 612 ፈለምቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ፈለምቲ ተኻፊሎም እዮም። እቲ ትምህርቲ መንፈሳውነቶም ኬደልድሉ ዜጕልሕን ንኣገልግሎት ግብራዊ ስልጠና ዚህብን እዩ ነይሩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ