ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/14 ገጽ 8
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 4/14 ገጽ 8

ምልክታታት

◼ ሚያዝያ፡- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ግንቦትን ሰነን፦ ትራክትታት። ሓምለ፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ከኣ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ። (እታ ንኣምላኽ ስምዓዮ እትብሃል ብሮሹር፡ ብዙሕ ትምህርቲ ንዘይብሎም ወይ ከኣ ፈጺሞም ንዘይተማህሩ ኽትጥቀሙላ ትኽእሉ ኢኹም።)

◼ ሓላው ወረዳ ኣብ ካልኣይ ክፋል ዓመት ኣገልግሎት 2014 ዜቕርቦ መደረ፡ “ካብ ጸበባ ዓለም ምድሓን” ዘርእስቱ ኪኸውን እዩ።

◼ ነቲ ኣብዛ ሕታም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዘሎ ምኽርታትን መዘኻኸሪታትን ኣኼባ ኣውራጃ ወይ ኣህጕራዊ ኣኼባ ከምኡ እውን ነታ፡ መንፈሳዊ መደባት ኣብ ዚግበረሉ እዋን ኪግበር ብዛዕባ ዘለዎ ጥንቃቐ ዚምልከት ሓሳባት ዝሓዘት ናይ 3 ነሓሰ 2013 ደብዳበ፡ ቅድሚ እቲ ኣኼባ ኣውራጃ እትገብሩሉ ሰሙን ኣብ ዘሎ እዋን ንእተመደበ ኽፍሊ ብምትዕርራይ ከም ዚቐርብ ግበሩ። ድሕሪ ኣኼባ ኣውራጃ ሓደ ወይ ክልተ ወርሒ ጸኒሑ፡ ነታ ጉባኤ ዜድሊ ኣብ ዚብል ክፍሊ፡ ብዛዕባ እቲ ኣስፋሕቲ ኣብ ኣገልግሎት ኪጠቕሞም ዚኽእል ነጥብታት ክትመያየጡ ትኽእሉ ኢኹም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ